Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ንግብረ ራዕዲ ህወሓን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ይርጋ ጨፌን ከተማ ይርጋ ጨፌን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ።

እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝኸፈቶ ናይ ክሕደት ኲናት ንምኹናንን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻልን መንግስቲን ጠጠው ንምባልን ዝተገበረ ኢዩ።

ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ህወሓትን ሸኔን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ እኩይ ተግባር ዝኹንኑ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ነበርቲ እታ ወረዳን እታ ከተማን ተሳቲፎም።

ብማስተዋል ኣሰፋ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.