Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ወላይታ ንዝግበር መረፃ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ዝተረፉ ክልላት መረፃ ንምግባር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ።

በወላይታ ዞን ቀሪ ምርጫ ለማካሄድ የሚያስችል የቅድመ ዝግጅት ሥራዎች መጠናቀቁን የዞኑ ምርጫ ማስተባበሪያ ጽህፈት ቤት አስታወቀ

ኣካል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝኾነን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት እንተይተኻየደ ዝፀንሐ መረፃ ፅባሕ 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።

ብማስተዋል አሰፋ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.