Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣማራፂ ሰላም ዝተቐበሉ 436 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ናብ ህዝቦም ክሕወሱ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣማራፂ ሰላም ዝተቐበሉ 436 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ናብ ህዝቦም ክሕወሱ ተገይሩ።

<span;>እቶም ኣባላት ስልጠና ብምውሳድ ናብ ህዝቢ ክሕወሱ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ምምሕዳርን እቲ ዞብ ኣፍሊጡ።።

<span;>ህዝቢ እቲ ዞባ ኣባላት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ኣሕሊፉ ብምሃቡ <span;>ዞባ ምዕራብ ጉጂ ናብ ንቡር ሰካሙ ተመሊሱ ኣሎ።

<span;>ምኽሪን ተግሳፅን ተቐቢሎም ናብ ሰለማዊ ህይወት ክምለሱ ኣብ ልዕሊ ዘይከኣሉ ስጉምቲ ከምዝተወሰደን 350 ኣፅዋር ኩይናት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለን እውን ተሓቢሩ።

<span;>እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

<span;>ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
<span;>ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

<span;>ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.