Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ 36 ዕጡቓት ሸኔ እንትድምሰሱ 169 ድማ ተማሪኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብዝወሰዶ ስጉምቲ 36 ዕጡቓት ሸኔ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ።

ብዝተወሰደ ስጉምቲ ካብ ዝተደምሰሱ ብተወሳኺ 169 ዕጡቓት ድማ ተማሪኾም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ንተለኣኣኽቲ ጁንታ ህወሓት ሓገዝ ብመሃብ ዝተጠርጠሩ 69 ሰባት ተታሒዞም ጉዳዮም እናተፃረየ ምዃኑ ካብ መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.