Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ  ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

እቲ ሓደጋ ካብ መካነ ሰላም ናብ ኣዲስ ኣበባ ለይቲ ሰዓት 8 ሰባት ኣሳፊሩ ኣብ ምጉዓዝ ዝነበረት ዶሊፊን ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ኢዩ በፂሑ ተባሂሉ።

እታ ተሽከርካሪት ብምግልባጣ 6 ሰባት እንትሞቱ፥ ኣብ ልዕሊ 2 ሰባት ድማ ናይ ምቑሳል ሓደጋ ኣጋጢሙ ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.