Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ክብሪ ምክብባርን ሰላምን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ክብሪ ምክብባርን ሰላምን ንምህናፅ ከምኡ እውን ፅንፈኝነት ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።

እቲ ስምምዕነት፥ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኬንያን ኢዮም ፈሪሞምዎ።

ኣብቲ ስነስርዓት ፌርማ ኣባላት ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ዳይሬክተርን ዋናፀሓፊን እቲ ትካል ኣብ ኬንያ ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት ንምሕላው ሰላምን ፀፅታን ሃገራዊን ከባቢያዊን ዕዙዝ ረብሓ ኣለዎ ተባሂሉ።

ወለዶ ብፅቡቕ ስነ ምግባር ንምህናፅን ዛዕባታት ዕርቀ ሰላም ንምዕሳል ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝኾነ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.