Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምራብ ጉጂ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምራብ ጉጂ ወረዳ ገላና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ።

ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ 8 ሺሕን 929 መራሕቲ ስድራን 63 ሺሕ ስድራቤትን ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ተባሂሉ።

ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ 17 ጣቢያታተር 40 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ።

በቲ ዘጋጠመ ሓገ,ደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ፥ ሓገዝ ምግቢ፣ ክዳውንቲን ካልኦትን እናተገበረሎም ከምዝርከብ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.