Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ መተከል ዝነበረ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ዝነበረ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ባህላዊ ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ።

እቲ ዕርቀ ሰላም፥ “ካብ ልቢ ዝፍልፍል ዕርቂ ንዘላቒ ሰለም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ዝተቐበሉ መናእሰይ፣ ብተግባሮም ዝተፀፀቱን ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱን ኣባላት ጉህዴን፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲን ተሳቲፎም።

ኣብቲ ዞባ ዕጥቂ ብምፍታሕ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ዝተቐበሉ፥ ኣብ ወረዳታት  ማንዱራ፣ ድባጤ፣ ቡለን፣ ወምበራን ዳንጉርን ዝነበሩ ኣባላት ጉህዴን ከምዝኾኑ ካብ ዞባ መተከል  ኮሙኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.