ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ጋለሪ መዓድን ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ሚኒስቴር መዓድን ዝርከብ ጋለሪ መዓድን ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገበሩ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ጋለሪ መዓድን ሓበሬታ ሃፍቲ መዓድን ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ብዝተሓገዘ መልክዑ ዝሓዘ፣ ንምርምር ዝሕግዝን ኣብ ዘፈር መዓድን ንምውፋር ዝደልዩ ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ቀንዲ እታወት ክኸውን ዝኽእል ኢዩ።
እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ኣብ ሚኒስቴር መዓድን ዝተሃነፀ ጋለሪ መዓድን ኢትዮጵያን ስራሕቲ ለውጢ እቲ ሚኒስቴርን ዑደት ገይሮም፡፡
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።