Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ይከየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ይከየድ ኣሎ።

እቶም ሰልፊታት፥ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ሃረርጌን ጉጂን ከምኡ እውን ኣብ ከተማታት ቢሾፍቱን ሞጆን ኢዮም እናተኻየዱ ዝርከቡ፡፡

ትማሊ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዶም ኢዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.