Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ኣዋርሕ ክሳብ 9 ሚሊየን ዘበፅሕ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ወይ ድማ ኣብ መጀመርታ ወርሒ ማዚያ ክሳብ 9 ሚሊየን ዘበፅሕ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ሃገር ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

ዶክተር ሊያ ታደሰ ብዛዕባ እቲ ክታበትን ወፍሪ “ክነገልግሎም ማስክ ይግበሩ” ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን።

ነቲ ክታበት ብቃን ቅድሚት ዝወሃቦም ዜጋታት ናይ ምፍላይ ስራሕቲ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣብሪሀን።

ብምዃኑ ድማ ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ጥዕና፣ ግልጋሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ቅድሚት ክወሃቦም ኢዩ ኢለን፡፡

ብምስክር ስናፍቅ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.