ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 248 ነጥ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒሰስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ካብ ሞንጎ እቲ ዝተኣከበ ኣታዊ 145 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ካብ ታክሲ ውሽጢ ሃገር እንትኸውን፥ ዝተረፈ ድማ ካብ ቀረፅን ታክሲን ንግዲ ወፃኢ ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።