Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት መንርሂ ሂቦም።

ኣብ መብርሂኦም፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ኢሎም።

እዚ ድማ ምስ ትልሚ እንትነፃፀር 98 ሚኢታዊ ከምዝተፈፀመ ገሊፆም።

ይኹን እንበር ኢትዮጵያ ካብ ዘለዋ ሃገራዊ ሓፈሻዊ ፍሪያት እንትረአ ዝግበኣ ኣታዊ ኣይትእከብን ዘላ  ኢሎም።

ብመሰረት እዚ ኣብ ቀፃሊ ስርዓት ኣተኣኻኽባ ኣታዊ ብምዝማን ዝሓሸ ኣታዊ ክእከብ ከምዘለዎ ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.