Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብሬሚታንስ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ናብ ሃገር ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ብሬሚታንስ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ከምዝተለኣኸ ተገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መሓመድ እንድሪስ (ዶ/ር)÷ ተሳትፎ ልምዓት ዳያስፖራው ንምዕባይ ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኣብሪሆም፡፡

በዚ ድማ 17 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ 210 ፕሮጀክታት ዳያስፖራ ኣብ ክልላት ቀረብ መሬት ተመዓራርዩሎም 21 ፕሮጀክታት ናብ ስራሕ ከምዝተኣተዉ ገሊፆም፡፡

1 ሺሕን 119 ኣባላት ዳያስፖራ ኣካውንታት ሸርፊ ወፃኢ ብምኽፋት ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተቐማጢ ከምዝገበሩ እውን ፀሪሖም፡፡

ካብ ዳያስፖራ ዝርከብ ሬሚታንስ ንምዕባይ ብዝተገበረ ሓገዝን ክትትልን ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ከምዝተለኣኸ ምግላፆም ሓሬታ እቲ ግልጋሎት የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.