Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል ንዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ዝተፈላለዩ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓዊሱ ምስ ልዕሊ 26 ዓለም ለኻዊ ትካላት ብሓባር ሰብኣዊ ደገፍን መሊስካ እግሪ ምትካልን ተግባራት ንምሕጋዝ ሰፊሕ ምንቅስቓስ እንትግበር ከምዝፀንሐ ሓቢሩ።

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ መመዘኒ ዓለም ለኸ ትካላት ብምምላእ ናብ ትግራይ ብምኻድ ደገፍ ንምግባር ንዘመልከቱ 75 ኣባላት ፍቓድ ከምዝተውሃበ እውን ገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.