Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ።

ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ ንቐፃሊ ዝኸውን ዕዉት ስራሕ ንምስራሕ ዘኽእል ኣንፈታት ሂቦም።

ኣብቲ ፀብፃብ ዝተርኣዩ ፀገማት ኣፈፃፅማ ንክእረሙ፣ ጥንካረታት ብዝበለፀ ንክቕፅሉ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ዘለዉ ሃፍቲታት ብዝተወደበ ዓቕሚ ምውፃእ ንክኽእሉ፣ ኣመራርሓ ንምልኣተ ህዝቢ ብምስታፍ ናብ ምንቅስቓስ ንክኣቱ ኣብ ፃንሒት እቲ መድረኽ ከምዝተርኣዩ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.