Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና 453 ኣባላት ግብረ ራዕዳዉያን ሕወሓትን ሸኔን ኣብ ቀይዲ ዊዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና 453 ኣባላት ግብረ ራዕዳዉያን ሕወሓትን ሸኔን ኣብ ቀይዲ ከምዝወዓሉ ምምሕዳር እቲ ዞባ ኣፍሊጡ፡፡

ኣማሓዳሪ ዞባ ቦረና ኣይተ ጃርሶ ቦሩ ከምዝገለፅዎ፤ ኣባላት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ቀይዲ ዝወዓሉ ፖሊስ ምስ ማሕበረሰብ ብምዉዳድ ብዝገበሮ ወፍሪ እዩ፡፡

ካብ ሞንጎ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝወዓሉ እቶም 123 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ እንትኾኑ፤ እቶም ዝተረፉ 330 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሕወሓት እዮም ኢሎም፡፡

ኣብ ወረዳ ዲሬ ተወሰኽቲ 26 ኣባላት ግብረ ራዕዳዉያን ሕወሓትን ሸኔን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምዉዓሎም እቲ ምምሕዳር ገሊፁ፡፡

“እቶም ግብረ ራዕዳዉያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምዉዓል ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ” ምባሎም ካብ ኮሙኒኬሽንቲ እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.