Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ንግዲ ወርቂ  671 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ንግዲ ወርቂ  671 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ  ካብ ሚኒስቴር መኣድንን ነዳዲን ረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ካብ ካልኦት መኣድናት 10 ነጥቢ 42  ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።

ኣብቲ በጀት ዓመት ብኣፍረይቲ ኩባኒያታት ዝፈረየ መጠን ወርቂ 788 ነጥቢ 25 ኪሎ ግራም እንትኸውን፥ ብባህላዊ ኣፍረይቲ 8 ሺሕን 596 ኪሎ ግራም ወርቂ ከምዝሰረየ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.