Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ግደ ገይሩ ኢዩ-ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መፋርቕ ዓመት 2016 ዓ.ም ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ግደ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ሓበራዊ ጉባኤ ትካላት ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።

ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፥ እዚ ዓመት በቢብርኩ ዝርከብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ብዝተወደበ መገዲ ናብ ስራሕ ዝኣተወሉ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ መንግስቲ ጠመተ ኣብ ዝገበረሎም ሓሙሽተ ዓምዲታት ኢኮኖሚ ብዙሓት ዘዕግቡ ስራሕቲ ምፍፃሞም ሓቢሮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.