Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ንምዕባለ ሃገር ዘለዎ ወሳኒ ግደ ንምፅዋት ዘኽእሉ ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋረሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣዳሚፁ።

ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፥ ሃፍቲታት ቱሪዝም እዛ ሃገር ንክሕለዉ ብመፅናዕቲ ብምፍላይ መስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ምቹእ ትካላትወሃብቲ ኣገለግሎት ቱሪስት ንክስፋሕፋሕ ተገይሩ ኢዩ ኢለን።

ከምኡውን መስሕባት ንክፋለጡ ምግባሩ ምዝራበን ኣብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.