Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዘከርታ ዝተሰናደአ ቴምብር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዘከርታ ዝተሰናደአ ቴምብር ተመሪቑ።

ህንፀት ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ መበል 13 ዓመት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል፥ “ብሓድነት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፥ ከይዲ ጉዕዞ መበል 13 ዓመት ህንፀት ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኤግዚብሽን ስእልን ፎን መሪቖም።

ብተወሳኺ ብኣገልግሎት ፖስታ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ ቴምብር መዘከርታ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከምዝተመረቐ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.