Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓለም ለኸ ስታዴም ሃዋሳ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት መንግስቲ ክልል ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምቅዋም ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ሃዋሳ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።

ንሕና እናሃለና ሃገርና ብጁንታ ኣይትፈርስን፤ ንጁንታ ክነጥፈኦ ኢና፣ ሃገርና ብኽብራ ክትነብር ኢያ ኢሎም እተቶም ነበርቲ።

ብቢቂላ ቱፋ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.