Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 23 ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ።

ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ዝተኻየደ ውድድር ስጉሚ 20 ኪሎ ሜትሮ÷ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬን ምስጋና ዋቁማ ብዓወት ዛዚሞም።

ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ውድድር ስጉሚ 2 ወርቂ፣ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ 1 ወርቂን 1 ብሩርን፣ ብ5 ሺህ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ 1 ወርቂን 1 ብሩርን ከምኡአ ውን ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ 1 ነሓስ ብምርካብ ብሓፈሻ ኣርባዕተ ሜዳሊያ ወርቂ፣ 2 ብሩርን 1 ነሓስን ክትእክብ ክኢላ፡፡

መበል 23 ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 ክሳብ 26 ሰነ 2024 ኣብ ካሜሩን ዱዋላ  እናተኻየደ ይርከብ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.