Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየ።

እተን ዳይሬክተር ናብ መቐለ ዘኣተዋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብመንግስቲ እናተኻየደ ዝርከብ ህንፀት መሊስካ ምጥያሽ ንምሕጋዝ ዘኽል ዑደት ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ፃንሒተን ድማ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ጊግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅት ኣሎ።

ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት፥ ንክልል ትግራይ ሰለስተ ተሸከርከርቲን ካልኦት ናውቲ ቢሮን ሓገዝ ምግባሩ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.