Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ፅንፈኛ ጉጅለ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ፅንፈኛ ጉጅለ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሶማሌ ካብ ዘለዉ ኩሎም ዞባታትን ወረዳታትን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም።

እቶም ሰልፈኛታት ከሓዲ ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፅሖ መጥቃዕቲ መፎክራት ብምሓዝ ኣውጊዞም።

እቶም ሰልፈኛታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ይገልፁ ከምዘለዉ ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.