Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓደሽቲ መሰረት ታክሲ ምስፋሕ፣ ጉድለት በጀት፣ ክትትል ፕሮጀክታት ሓዊሱ ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ተዛሪበን።

ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ሚኒስቴር ገንዘብ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር፣ ሓደሽቲ መሰረት ታክሲ ምስፋሕ፣ ጉድለት በጀት፣ ክትትል ፕሮጀክታት ሓዊሱ ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ እተን ሚኒስትር ገሊፀን።

ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝተገበረ ገምጋም ገምጋሚ ጉጅለ ንዘልዐሎም ሕቶታት ሚኒትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምላሽ ሂቦም።

ዶክተር ፍፁም ኣብቲ እዋን ገምጋም፥ ሓደሽቲ መሰረት ታክሲ ምስፋሕ፣ ጉድለት በጀት፣ ክትትል ፕሮጀክታት ሓዊሱ ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተረኣየ ኣልዒለን፡፡

ሃገር በቆል ሪፎርም፣ ሃገራዊ ኣተኣኻኽባ ኣታዊ ክልላት እውን ፅቡቕ ኣፈፃፅማ እናተርኣየ ከምዝርከብ ምዝራበን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.