Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝመዝገቡ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ፣ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሪፐብሊካን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውናን ምኽባር ሕጊን ከምኡውን ወፍሪ ህብረ ብሄራዊ ኣብ ዝኻየደ ሃገር ናይ መድሓን ወፍሪ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝመዝገቡ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ፣ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሪፐብሊካን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተሳሊጡ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ብኽብሪ ጋሻ ተረኺቦም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ሜዳሊያን ኣፍልጡን ስነ ሰርዓት ብዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ትርኢታት ምክያዱ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.