Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ጥራሕ ልዕሊ 51 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ጥራሕ ልዕሊ 51 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ኣይናለም ንጉሴ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ እቶት ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 10 ነጥቢ 65 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘለዎ ተዛሪበን።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 425 ነጥብ 27 ቢሊየን ብር ምእካብ ከምዝተኽኣለ ገሊፀን።

ካብ መንጎ እቲ ዝተኣከበ ኣታዊ ታክስ ውሽጢ ዓዲ 271 ነጥቢ 36 ቢሊየን ብር እንትኸውን፥ ዝተረፈ 153 ነጥቢ 91 ቢሊየን ብር ካብ ቀረፅ ንግዲ ወፃኢ ዝተኣከበ ከምዝኾነ ምብረሀን ኣብቲ ሚስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.