Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ብዘይካ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።

ኣብ ዕዳጋ ዓለም ዝህሉ ዋጋ ነዳዲ መበገሲ ብምግባር ከከምኣድላይነቱ መስተኻኸሊ ክግበር ከምዝኽእል እውን ተገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር፥ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ኣብ ወርሒ መስከረም ንሓደ ሊትሮ ብር 26ን 97 ሳንቲምን ንኽሽየጥ ከምዝወሰነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.