Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ሕዳር ልዕሊ 32 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሕዳር ልዕሊ 32 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስትር ኣብ በጀት ዓመት ወርሒ ሕዳር 30 ቢሊየን 20 ሚሊየን 180 ሺሕ ብር ንምእካብ ሓሲቡ÷ 32 ቢሊየን 785 ሚሊየን 760 ሺሕ ብር ብምእካብ ካብ ትልሙ 109 ነጥ 21 ሚኢታዊ ከዕውት ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡

እቲ ኣፈፃፅማ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 40 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘለዎ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.