Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ንምግባር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ወርሒ ለካቲት 11 ከተማታትን መንደራትን ተረባሕቲ ከምዝኾና ተዘሪቡ።

ብተወሳኺ 142 ነጥቢ 1 ኪሎ ሜትር ማእኸላይ መስመርን 174 ነጥቢ 1 ኪሎ ሜትር ትሑት መስመርን ዝርገሐ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ።

45 ትራንስፎርመራት ከምዝተተኸላ ተሓቢሩ።

ክሳብ 30 ለካቲት 2016 ዓ.ም ሓፈሻዊ ዓማዊል እቲ ትካላት ቁፅሮም 4 ሚሊየንን 615 ሺሕን 787 ከምዝበፅሐ ኣብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.