Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ንኣገልግሎት መገዲ ዝተቐመጠ ድማሚት ተፈንጂሩ ህይወት 7 ህጻናት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ቀበሌ ግራር ውሃ ንኣገልግሎት መገዲ ዝተቐመጠ ድማሚት ብምፍንጃሩ ህይወት 7 ህጻናት ከምዝሓለፈ ቤት ፀሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሓጋዚ ኢንስፔክተር ሃይሌ ብርሃኑ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ትማሊ 27 ለካቲት 2014 ዓ.ም ምሸት 11፡30 ከባቢ ኢዩ።

እቲ ሓደጋ ብሱር ኮንስትራክሽን እናተሰርሐ ኣብ ዝነበረ ናይ ኣቑሑት ካምቦ ፕሮጀክት መገዲ እንትኸውን፥ ኣብቲ ከባቢ ድማ ህፃናት ንፀወታ እንትኣትዉን እንትወፅኡን ከምዝነበሩ ምግላጾም ኣሚኮ ፀብጺቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.