Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኳታር እናኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ÷ ካብ ምድብ ሰለስተ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ስታድዮም ሉሳይል ሰዓት 7 ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ።

ኣብቲ ምብድ ዝርከባ ሜክሲኮን ፖላንድን ድማ ሰዓት 1 ጨወተአን ከካይዳ ኢየን።

ካብ ምድብ ኣርባዕተ÷ ዴንማርክ ምስ ቱኒዝያ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ፤ ፈረንሳይ ምስ ኣውስትራሊያ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ኣብ ስታዶየም ኣልኑጃብ ዝገብረኦ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ኢዮም።

ኣብ ኳታር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም 2022 ሳልሳይ መዓልቱ ሒዙ ይርከብ።

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.