Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣብ ኣርባዕተ መኻዚን ብዘይግቡእ ዝተኸዘነ ዘይቲ ብልዒ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣብ ኣርባዕተ መኻዚን ብዘይግቡእ ዝተኸዘነ ዘይቲ ብልዒ ብዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ተታሒዙ።

ምኽባር ናብራ ንኽበኣኣስ ሰብ ስራሕ ናህሪ ዕዳጋ ብምፍጣርን ፍርያታት ብምሕባእ እናተንቀሳቐሱ ዝርከቡ ዘይሕጋውያን ደለልቲን ነጋዶን ንምቁፅፃር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሩ ግብረ ሓይሊ ብምጥያሽ ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡

ብመሰረት እዚ እቲ ግብረ ሓይሊ እናገበረ ኣብ ዘሎ ቁፅፅር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 5 ፍሉይ ሽሙ ሙሉጌታ መናፈሻ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብሓበሬታ ሕብረተሰብ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ መኻዚን ዝተኸዘነ ዘይቲ ብልዒ ምሓዝ ተኻኢሉ ተባሂሉ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.