Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ 162 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ልዕሊ 162 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ህንፀቶም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት መሪቐን ከፊተን።

እተን ከንቲባ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ጥዕና፣ ትምህርቲ፣ መዘውተሪ ስፖርተ ሓዊሱ ህንፀቶም ዝተዛዘሙ 82 ፕሮጀክታት ኢየን ሎሚ መዓልቲ መሪቐን ከፊተን ዘለዋ።

እቶም ዝተመረቑ ፕሮጀክታት ፀገማት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ሕብረተሰብ ብዘላቕነት ንምፍታሕን ተረባሕቲ ንምግባርን ዝተሃፁ ከምዝኾኑ ተሓሩ።

ብጀማል ኣሕመድ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.