Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልቲአን ሃገራት ታሪኻዊ ርክብ ዝተደረኸ ክልቲኣዊ ርክብና እናማዕበለ ቀፂሉ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ኣብ ታሪኻዊ ርክብ ዝተደረኸ ክልቲኣዊ ርክብና እናማዕበለ ቀፂሉ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ክልቲኣዊ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጠን።

ነዚ ስዒቡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ክልቲኣዊ መድረኻት ንዝገበርናዮ ልዑል ዘተ ፕሬዝዳንት ቭላድሚር ፑቲንን አመስግን ኢሎም።

ኣብ ክልቲአን ሃገራት ታሪኻዊ ርክብ ዝተደረኸ ክልቲኣዊ ርክብና እናማዕበለ ቀፂሉ ኣሎ ኢሎም።

ብተወሳኺ ናይ ኩልና ዝኾነ መድረኽ ብሪክስ ስፍሕ ዝበለ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ንክንሰርሕ በሪ ኸፊቱ ክብሉ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.