Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ጋምቤላ ናብራ ሓረስቶት  ንምልዋጥ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ናብራ ሓረስቶት  ንምልዋጥ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ግብርና ገሊፁ።

ሕርሻ እቲ ክልል ንምዝማን ዝተዳለወ ፍኖተ ካርታ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ክልል ንልምዓት ግብርና ክውዕል ዝኽእል ሃፍቲ ተፈጥሮ ናብ ልምዓት ብምቕያር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ኣብቲ ክልል ዘሎ ሃፍቲ ብምልማዕ ንኢኮኖሚ ሃገር ኣስተዋፅኦ ንከበርክት እቲ ሚኒስቴር ኣድላዪ ድጋፍ ከምዝገበር እውን ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.