Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ።

ዋና አፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ ኣብቲ መድረኽ፥ ብልፅግና ኣብ ጉባኤኡ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ቅዋምን ህዝቢ ንክግንዘብን ንተፈፃምነቶም ግድኡ ክዋፃአን ዘኽእል ኢዩ ኢለን።

እቲ ፓርቲ ኣብ ቀዳማይ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታት ነሀዝቢ በምግላፅን ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕን ዘኽእል መድረኽ ከምዘኾነ እወነ ሓቢረን።

ብልፅግና ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምውፃእ ይሰርሕ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ህዝቢ ኣሚኑ ዝመረፆ ስለዝኾነ ተተሓሒዝካ ንምምዕባል ኣድላዪ ከምዝኾነ ተዛሪበን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.