Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሕዝብታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሕዝብታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ከምዘሎ ተገሊፁ።

እቲ ፈልሲ ንናይ ሎሚ ዘበን ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሓላፊ ቁፅፅር ለውጢ ደኒ፣ ሓለዋ ከባቢን ክሌማዊ ለውጢን እቲ ክልል ኣስራት ገብረማሪያም (ዶ/ር) (ኢ/ር)፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ ዝጀመረሉ እዋን ጀሚሩ ኣብቲ ክልል ፍሉይ ጠመተ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኣብቲ ክልል ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ኣሎ ከብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.