Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ብፅቕ ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ብፅቕ ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ኣብቲ ክልል እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ምፍራይ መስኖ ስርናይ ካብ ወፃኢ ዘኣቱ ስርናይ ንምትካእ ንገብሮ ፃዕሪ ናይ ምጥንኻር ዓቕሚ ኣለዎ ኢሎም።

ብምዃኑ ድማ ናይ ምልማዕን ምምዕባልን ባህግና ጋህዲ ንኽኸውን፥ ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ኣድላዪ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.