Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ካሊጎማ ሓገዝ እኽሊ ናብ ቦትኡ ምንቅስቓስ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ካሊጎማ ኣሸባሪ ህወሓት ዘስዓቦ ቀውሲ ዝተልዓለ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉ ሰባት ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ናብ ቦትኡ ምንቅስቓስ ምጅማሩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ብዘስዓቦ ቀውሲ ልዕሊ 300 ሺሕ ሰባት ካብ መረበቶም ተፈናቒሎም።

መንግስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ ኣብ ትግራይ ክልል መሺጉ ኣብ ዘሎ ኣሸባሪ ህወሓት ጉጅለ ከምዝኾነ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬተሪያት እቲ ቤት ፅሕፈት ቢልለኔ ስዩም ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ ሓቢረን።

መንግስቲ ንመላእ ህዝቢ ፃውዒት ዝገበረ ዜጋታት ከባቢኦም ነቒሖም ነክሕልዉን መከላከያን ካልኦት ድንገተኛ ፃውዒታትን ስለዘለዎ ከምዝኾነ ምጥቋመን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ 277 ሓገዝ ዝፀዓና መካይን መእታወን እወን ኣዘኻኺረን።

ማሕበረሰብ ዓለም ናይ ህወሓት ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ናብ ምድማፅ ምዝንባሉ እተን ሓላፊት ሓቢረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.