Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ክትትል ሕክምና እናገበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዱብቲ ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ካፍቲ ቦታ ፀብፂቡ።

ንፁሃን ዜጋታት ካብ ከቢድ ክሳብ ቀሊል ጉድኣት በፂሑዎም ከምዝመፅኡ ስፔሻሊስት መጥባሕቲ ዶክተር ኑሩ ሰይድ ነቶም መሳርሕትና ተዛሪቦም፡፡

ንሕክምና ናብቲ ሆስፒታል ካብ ሞንጎ ዝመፅኡ ንፁሃን ዜጋታት ኣርባዕተ ከቢድ ጉድኣት ስለዝበፅሖም ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተለኣኹ ገሊፆም፡፡

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብልዕሊ ከ,ህዝቢ ዓፋር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ፥ እቲ ጉጅለ ካብ መጠን ዝሓለፈ ሽርሒ ዘርኢ ከምዝኾነ ግዳያት ተዛሪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.