Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ልዕሊ 955 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ልዕሊ 955 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ቢሮ እቶት እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ መሓመድ ሓሰን፥ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክልል ኢኮኖሚ ዘፈልፍሎ እቶት ብግቡእ ንምእካብ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ኢሎም።

ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት እቶት ልዐሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን በር ንምእካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ እውን ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ኣብቲ ክልል ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ልዕሊ 955 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣፍሊጦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.