Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልል ዝወሃብ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ  ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ከመዝወሃብ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ክልል ካብ መዋእለ ህፃናት ወፃእ ዘሎ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.