Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲን ውድብን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትሽዓተ ኣዋርሕ መንግስቲን ውድብን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።

ብተወሳኺ ምድላው ትልሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ውድብ ብልፅግና እቲ ክልል ፍቃዱ ተሰማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ከምዝተረኸቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.