Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ጉያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ውድድር ጉያ ኣብ ከተማ ሮቤ ተኻይዱ።

እቲ ውድድር ብኮሚሽን ቱሪዝም እቲ ክልል ከምዝተዳለወ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኢቲ ዞባ ለዘዎ ሃፍቲ ንምፍላጥ ዝዓለም ውድድር ከምዝኾነ ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ኣቢዩ ተሰማ ገሊፆም፡፡

ኣብ ቀፃሊ ድማ ቱሪዝም ንምፍላጥ ብፍላይ መናእሰይ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተዛሪቦም፡፡

እቲ ውድድር 5 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ እንትኸውን፥ 3 ሺሕ ሰባት ተሳተፍቲ ኮይኖም፡፡

ብኣዲስ ታምራት

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.