Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋን ኣኸዛ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ለሚዑ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋን ኣኸዛ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ለሚዑ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምርግጋፅ ስግግር ግብርና ማእኸል ጠመተ ብምግባር ካብ እንብገስ ኣትሒዙ ዓወት ተመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም።

መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ጉዕዞ ለውጢ ኣብ ግብርና ኣብ ዝተገበረ ጠመተ ብዝተፈላለዩ ፍሪያታት ንባዕልኻ ካብ ምኽኣል ሓሊፉ ንዕዳጋ ወፃኢ ኣብ ምቕራብ ከምዝርከብ ገሊፆም።

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብዚ ዓመት ኣብ እዋን ኣኸዛ ጥራሕ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ለሚዑ ኢሎም ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.