Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 354 ሰብ ሞያ ሕጊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 354 ሰብ ሞያ ሕጊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ልዕሊ 566 ሺሕ ጉዳያት “ልባት ከምዝረኸቡ እውን ገሊፁ።

ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2016 ዓ.ም ላዕለዋይ ቤት ፍርቲ እቲ ክልልን ናይ 2017 ኣንፈታትን ቀሪቦም።

ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ፍርዲ ጋዛሊ ኣባሲማል፥ ጉድለታት ስነ ምግባር ምእራም፣ ምስፋሕ ሰርዓት ዲጂታል ፍትሒ፣ ናፃ ኣገልግሎትን ሕጊን ጥብቅናን ምሃብን ቋንቋ ስራሕ እቲ ክልል ንዘይፈልጡ ዜጋታት ኣገልግሎት ትርጉም ከምዝተውሃበ ተዛሪቦም።

ብመራኦል ከድር

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.