Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንኽቕፅሉ ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና እቲ ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ኩለን ዞባታ እቲ ክልል ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ እናተኻደ ከምዝርከብ ኢዩ ተገሊፁ ዘሎ።

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ÷ ኣብ መዳይ ፖለቲካ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚን ልዑል ለውጢ ዝተርኣየሎም ውፅኢታት ከምዝተመዝገቡ ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ምግላፆም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.