Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝፍጠሩ ዘለዉ መድረኻት ርክብ ህዝቢ ውፅኢት የመዝግቡ ኣለዉ- ብ/ጄ ዘውዱ ሰጥኣርጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሐሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምምላስ መስ ህዝቢ ዝፍጠሩ ዘለዉ መድረኻት እወንታዊ ውፅኢት የመዝግቡ ኣለዉ ክብሉ ኣካቢ ቅርንጫፍ ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ደሴ ብ/ጄ ዘውዱ ሰጥአርጌ ገሊፆም።

እቲ ኮማንድ ፖስት እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ዝጠመተ ብብርጋዲየር ጀኔራል ዘውዱ ሰጥአርጌ ዝተመርሐ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ ቀጣና ዝንቀሳቐሱ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ኣፅዋር ብምጥፋእን  ሰላም ማእበረሰብ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብምምላስ ዝተገበረ ርብርብ ልዑል ኢዩ ተባሂሉ።

እዚ ድማ መስቲ ማሕበረሰብ ጥቡቕ ዘምድና ብምፍጣር ዝተገበረ ክትትል ውፅኢት ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.